እዚ ሓያል ፖሎቲካዊ መልእኽቲ አለዎ ክብሉ ኣባል ቦርድ'ቲ ትካል ሽልማት ገሊፆም
ካብ ኤድስ ነፃ ዝኾነ ወለዶ ንኽመፅእ ኣሜሪካ ውፍይቲ'ያ ፣ ሂለሪ ክሊንተን ተወሳኺ
ትርሓስ ገብረዮሃንስን ለምለም ገብዮሃንስን ይባሃላ፡፡ ኣብ ከረን ኤርትራ ዝተወለዳ ኢትዮጵያውያን እየን፡፡ ብ1992 ዓ.ም ናብ ሃገረን ተመሊሰን ጽጉማት ወለደን ክሕግዛ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓማውቲ ናብ ስራሕቲ ምጽራግን ምሕጻብን ጫማ ወፊረን ተወሳኺ
መርበብ ሓበሬታና VOANEWS.com እዩ።ናብ’ዚ መርበብ ሓበሬታ’ዚ ምብፃሕ ኣፀጋሚ ኮይኑ እንተረኺብክምዎ፣ንመርበብ ሓበሬታ DIMTSINA.com ተወከሱ/ፈትኑ።DIMTSINA.com።ድሕሪ ሒደት ሰኮንዳት፣ኣብ ታሕቲ’ቲ ገፅ ንዝርከብ ብእንግሊዘኛ ዝተፃሕፈ USE PSIPHONE ዝብል መፍትሕ ጠውቁ። እዚ መስኮት እዚ ናብ መርበብ ሓበሬታ ትግርኛ ቪኦኤ ክወስደኩም’ዩ። ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ