Map of Eritrea
ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናጻ ዕድል ትምህርቲ ይህብ‘ሎ
ትርሓስ ገብረዮሃንስን ለምለም ገብዮሃንስን ይባሃላ፡፡ ኣብ ከረን ኤርትራ ዝተወለዳ ኢትዮጵያውያን እየን፡፡ ብ1992 ዓ.ም ናብ ሃገረን ተመሊሰን ጽጉማት ወለደን ክሕግዛ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓማውቲ ናብ ስራሕቲ ምጽራግን ምሕጻብን ጫማ ወፊረን
Ethiopian-Global-Initiative
እታ ሃገር ትኽተሎ ፖሊሲ ትምህርቲ፡ ኣብ ምምዕባል ዓቕሚ ሰብ ዘድሃበ`ዩ`ውን ይብሉ
እታ ብ መዋእል መሃንሾ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ልዕሊ 600 ግጽ ዝሓዘት`ያ
ዋሕዲ ምልቃሕ መጻሕፍቲ ተፈቲሑ ይብሉ ተጠቀምቲ
እቲ ጉባኤ፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ንመንእሰያት ዝጥምት ክፍሊ ከቕውም ጸዊዑ
ግርማይ ገብሩ በቲ ማሕበር ታሓጊዞም ኣብ ዝሐዚ እዋን ኣብ ዝላዓለ ትምህርታዊ ብርኪ በፂሖም ዘለዉ ክልተ መንኣሰይ ዓዲሙ’ሎ
ቁጽሪ ንፉዓት ተምሃሮ ንምውሳኽ መንግስትን ወለድን ኣብ ትምህርቲ ጠመተ ክገብሩ ርኢቶ ሂቦም