Friday, February 15, 2013 ሰዓት'ቲ ከባቢ 12:42

Eritreans in America

ምሕዝነት ኤርትራን ዓባይ ብሪጣንያን ጽቡቕ ይቕጽል ኣሎ- ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ

Amb.Tes.Gherahtu

መጠን ፅሑፍ - +
14.02.2013
ሽግራት ክህሉ ይኽእል`ዩ፡ ነቲ ዝዓበየ ስእሊ ኤርትራ ግን ዝገልጽ ኣይኮነን ይብል ኣስዒቡ ተወሳኺ

ድምፂ ፈረንሳዊ ጋዜጠኛ ብዛዕባ ሃለዋት ዓሊ ዓብዱ ርእይትኡ ይህብ

ተሰዊሩ`ሎ፡ ኣብ ዝተሰወሮ ኣይንፈልጥን፡ ንመንግስቲ ገዲፍዎ`ሎ ከዲዑ ግን ክንብል ኣይንኽእልን ይብል እቲ ጋዜጠኛ

ድምፂ ቂሐ-ጽልሚ(Kaleidoscope) ምስ 3ተ ትሕዝቶታት ሎሚ

ኣብ ሔቦ -ኤርትራ ኢጣልያውያን መንእሰያት ብባህሊ`ቲ ኸባቢ ተመራዕዮም

ድምፂ ቂሐ ጽልሚ ንነብስ-ሄር በየነ ሃይለ ትዝክር

መሳርሕቱ ካብ ዝነበሩ ኣብርሃም ተስፋልኡል፡ ብቐረባ ካብ ዝፈልጥዎ ድማ ኣቶ ሰለሞን ጸሃየ ቀሪቦም ኣለዉ

ኣድነቕቲ ሱዳናዊ ድምጻዊ Mohammed Wardi ንዝኽሩ ድሙቕ ምሸት ኣሕሊፎም

ድምጺ መሓመድ ዋርዲ፡ ኪነው ዶብ ዝድውል ዓሚቕ ፍቕሪ ዝሕደረ`ዩ ይብሉ ገሊኦም ተሳተፍቲ

ኤርትራ ካብ ዕደና ማዕድናት ክመጽእ ንዝኽእል ብከላ ኸባብን መርዛማነት Lead ን ትቃለስ-Part-2

ሓታላ ዕደናን፡ ኣብ ጠቕሚ ዝወዓለ ዘይትን ኣብ ፍሉይ ገንኢ ከምዝተሓዝ ይግበር ይብሉ ሰብ-ስልጣን

ኣቶ ካሳሁን ቸኮል፡ ብማሕበር መጽናዕቲ ኣፍሪቃ ናይ ኣፍልጦ ምሸት ተገይርሉ-Part2

ልዕሊ 70 ምሁራት ዓለም ተረኺቦም፡ ልዕሊ 10 ሰባት መደረ ኣስሚዖም

ቦርድ ምምሕዳር ድምጺ ኣመሪካ ንክፍሊ ትግርኛ ናይ ክብሪ ሽልማት ሂቡ

ብምኽንያት 15 ዓመት ጽንብል ፈነወ ትግርኛ፡ ናብ ቤት-ጽሕፈት ክፍሊ ትግርኛ ብምምጽእ ብኹሎም ኣባላት ቦርድ ዝተፈረመ ሽልማት ዘረከቡ፡ ኣባል ቦርድ ቪክቶር ኣሽ ከምኡ ድማ ዲረክተር ድምጺ ኣመሪካ ደቪድ አንሶር እዮም