Thursday, February 14, 2013 ሰዓት'ቲ ከባቢ 00:15

Youth

ኣብ ኤርትራ ዘላ ናይ ቆልዑት ጉጅለ ባህሊ `ዋሪ`ን ንጥፈታታን

Map of Eritrea

መጠን ፅሑፍ - +
07.02.2013
ኣባላት ባህሊ ዋሪ፡ ብዘቕርብዎ ተዋስኦን ግጥምታትን ንብዙሓት ካልኦት ቆልዑት ብኣወንታ ከምዝጸለዉ ይግለጽ ተወሳኺ

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናጻ ዕድል ትምህርቲ ይህብ‘ሎ

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናጻ ዕድል ትምህርቲ ይህብ‘ሎ

ጫማ ፀሪገን ዝናበራ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ማናቱ ኣሓት

ትርሓስ ገብረዮሃንስን ለምለም ገብዮሃንስን ይባሃላ፡፡ ኣብ ከረን ኤርትራ ዝተወለዳ ኢትዮጵያውያን እየን፡፡ ብ1992 ዓ.ም ናብ ሃገረን ተመሊሰን ጽጉማት ወለደን ክሕግዛ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓማውቲ ናብ ስራሕቲ ምጽራግን ምሕጻብን ጫማ ወፊረን

ኤርትራ 45% ካብ ባጀታ ኣብ መዳይ ትምህርቲ ትምድብ- ሚንስተር ሰመረ ርእሶም

እታ ሃገር ትኽተሎ ፖሊሲ ትምህርቲ፡ ኣብ ምምዕባል ዓቕሚ ሰብ ዘድሃበ`ዩ`ውን ይብሉ

ንታሪኽ ብሽክለታ ኤርትራ ተዘንቱ መጽሓፍ ወጺኣ

እታ ብ መዋእል መሃንሾ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ልዕሊ 600 ግጽ ዝሓዘት`ያ

ህዝባዊ ቤተ-ንባብ ኣስመራ Digital ኾይኑ

ዋሕዲ ምልቃሕ መጻሕፍቲ ተፈቲሑ ይብሉ ተጠቀምቲ

ኣብ ትግራይ ዝተጣየሸ ማሕበር ተራድኦ `ወገን ንወገን` ፅጉማት ቆልዑ ካብ ጎደና ኣልዒሉ ይሕብሕብን የምህርን ‘ሎ

ግርማይ ገብሩ በቲ ማሕበር ታሓጊዞም ኣብ ዝሐዚ እዋን ኣብ ዝላዓለ ትምህርታዊ ብርኪ በፂሖም ዘለዉ ክልተ መንኣሰይ ዓዲሙ’ሎ

ንፉዓት ተምሃሮ ሃፀይ ዮሃንስ ተሸሊሞም

ቁጽሪ ንፉዓት ተምሃሮ ንምውሳኽ መንግስትን ወለድን ኣብ ትምህርቲ ጠመተ ክገብሩ ርኢቶ ሂቦም