ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ
ሽግራት ክህሉ ይኽእል`ዩ፡ ነቲ ዝዓበየ ስእሊ ኤርትራ ግን ዝገልጽ ኣይኮነን ይብል ኣስዒቡ
ምስ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ግን ዝተዋቕዐ ፖሊሲ`ዩ ይብል ጋዜጠኛ ማርቲን ፕላውት
ኣባላት ባህሊ ዋሪ፡ ብዘቕርብዎ ተዋስኦን ግጥምታትን ንብዙሓት ካልኦት ቆልዑት ብኣወንታ ከምዝጸለዉ ይግለጽ
ኣብ መዕቆብ ስደተኛታት ሸገራብ ዝካየድ መጭውይቲ`ውን ቀጺሉ`ሎ
ሰነተር ጆን ከሪ ሓዲሽ ምንስተር ወጻኢ ኣመሪካ ብምዃን ተኪኦመን