Amb.Tes.Gherahtu
ተሰዊሩ`ሎ፡ ኣብ ዝተሰወሮ ኣይንፈልጥን፡ ንመንግስቲ ገዲፍዎ`ሎ ከዲዑ ግን ክንብል ኣይንኽእልን ይብል እቲ ጋዜጠኛ
ኣብ ሔቦ -ኤርትራ ኢጣልያውያን መንእሰያት ብባህሊ`ቲ ኸባቢ ተመራዕዮም
መሳርሕቱ ካብ ዝነበሩ ኣብርሃም ተስፋልኡል፡ ብቐረባ ካብ ዝፈልጥዎ ድማ ኣቶ ሰለሞን ጸሃየ ቀሪቦም ኣለዉ
ድምጺ መሓመድ ዋርዲ፡ ኪነው ዶብ ዝድውል ዓሚቕ ፍቕሪ ዝሕደረ`ዩ ይብሉ ገሊኦም ተሳተፍቲ
ሓታላ ዕደናን፡ ኣብ ጠቕሚ ዝወዓለ ዘይትን ኣብ ፍሉይ ገንኢ ከምዝተሓዝ ይግበር ይብሉ ሰብ-ስልጣን
ልዕሊ 70 ምሁራት ዓለም ተረኺቦም፡ ልዕሊ 10 ሰባት መደረ ኣስሚዖም
ብምኽንያት 15 ዓመት ጽንብል ፈነወ ትግርኛ፡ ናብ ቤት-ጽሕፈት ክፍሊ ትግርኛ ብምምጽእ ብኹሎም ኣባላት ቦርድ ዝተፈረመ ሽልማት ዘረከቡ፡ ኣባል ቦርድ ቪክቶር ኣሽ ከምኡ ድማ ዲረክተር ድምጺ ኣመሪካ ደቪድ አንሶር እዮም