Thursday, February 14, 2013 ሰዓት'ቲ ከባቢ 00:15

Politics

ግድብ ተከዘ ናብ ውራይ ልምዓት ዘሰጋግር መጽናዕቲ ተኻይዱ

TEKEZE DAM

መጠን ፅሑፍ - +
13.02.2013

ድምፂ ብሪጣንያ ኣብ ኤርትራ ወፍሪ ክተተባብዕ ዝብል ዘረባ ይልዓል ኣሎ

ምስ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ግን ዝተዋቕዐ ፖሊሲ`ዩ ይብል ጋዜጠኛ ማርቲን ፕላውት

ድምፂ ኣብ ኤርትራ ዘላ ናይ ቆልዑት ጉጅለ ባህሊ `ዋሪ`ን ንጥፈታታን

ኣባላት ባህሊ ዋሪ፡ ብዘቕርብዎ ተዋስኦን ግጥምታትን ንብዙሓት ካልኦት ቆልዑት ብኣወንታ ከምዝጸለዉ ይግለጽ

ድምፂ ሂላሪ ክልንተን ካብ መዝነት ምንስተር ወጻኢ ተሰናቢተን

ሰነተር ጆን ከሪ ሓዲሽ ምንስተር ወጻኢ ኣመሪካ ብምዃን ተኪኦመን

ድምፂ ሚንስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ ዓሊ ዓብዱ ኣብዘይተገልጸት ምዕራባዊት ሃገር ኣሎ ይብል ሓደ ጋዜጣ ሽወደን

ኣብ `ኤክስፕረሰን` ዝተባህለት ጋዜጣ ዝሰርሕ ቃስም ሓማደ፡ ንዓሊ ዓብዱ ብቐጥታ ኣይረኸብክዎን፡ ግን ብሓዉ ብሳልሕ ዮኑስ ኣቢለ ሕቶታት ኣቕሪበ ተመሊሱለይ ኣሎ ይብል

ድምፂ  ኣብ ሚንስትሪ ዜና ኤርትራ ኣተዓባቢኻ ክርኣይ ዝኽእል ኩነታት ኣይነበረን ይብል ሓደ ኤርትራዊ

ኣብ ኣህጉራዊ ጉጅለ ቅልውላው ዲረክተር ፕሮጀክት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብወገኑ፡ መቐጸልታ ናይቲ ክርኣይ ዝጸንሐ ተኸታታሊ ተቓውሞ`ዩ ይብል