ካብ ኤድስ ነፃ ዝኾነ ወለዶ ንኽመፅእ ኣሜሪካ ውፍይቲ'ያ ፣ ሂለሪ ክሊንተን ተወሳኺ
Ethiopian Global Initiative EGI ማለት’ውን ዓለምለኸ ተበግሶ ኢትዮጵያውያን ዝተባሃለ ዘይመንግስታዊ ትካል ኣብ ስደት ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን መናእሰይ ናብ ዓዶም ተመሊሶም ብድልየቶም ክሰርሑ ይፅዕር ምህላዉ ይገልፅ ተወሳኺ
መርበብ ሓበሬታና VOANEWS.com እዩ።ናብ’ዚ መርበብ ሓበሬታ’ዚ ምብፃሕ ኣፀጋሚ ኮይኑ እንተረኺብክምዎ፣ንመርበብ ሓበሬታ DIMTSINA.com ተወከሱ/ፈትኑ።DIMTSINA.com።ድሕሪ ሒደት ሰኮንዳት፣ኣብ ታሕቲ’ቲ ገፅ ንዝርከብ ብእንግሊዘኛ ዝተፃሕፈ USE PSIPHONE ዝብል መፍትሕ ጠውቁ። እዚ መስኮት እዚ ናብ መርበብ ሓበሬታ ትግርኛ ቪኦኤ ክወስደኩም’ዩ። ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ